ቋንቋ ትግርኛ ናብ ዲጂታላዊ ስርዓት ንምስኻዑ

Your browser doesn’t support HTML5

ቋንቋ ትግርኛ ናብ ዲጂታላዊ ስርዓት ንምስኻዑ

ገብረክርስቶስ ገብረስላሴ ንመቐለ ዩኒቨርስቲ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣውሮጳ ዝተፈላለዩ ክፍለ ትምህርትታት ተማሂሩ ኣብዚ እዋን ኣብ ኣውሮጳ ኣምስተርዳም ይነብር።

መስራቲን ኣካያዲን መርበብ ሓበሬታን “መርምሩ” ዝዀነ ገብረክርስቶስ፡ ኣብ ምርምር ስነ ልሳን ኣተኲሩ ቋንቋ ፅሑፍ ትግርኛ በቲ ንሱ ዝብሎ ስርዓት ሒዙ ኣብ ዲጅታላዊ መርበባት ብቐሊሉ ኣገልግሎት ክህብ ንኽኽእል ዝሰርሕ ዘሎ እዩ። ንስራሓቱ ኣመልኪትና ኣውጊዕናዮ ኣሎና።