ቆጸራ ድምጺ ሃገራዊ ምርጫ ኢትዮጵያ ቀጺሉ'ሎ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ገለ ኑቑጣታት ምርጫ ዋና ከተማ አዲስ አበባ ውጽኢት ምርጫ ኣብ ኣፍደገ መምረጺ ቦታታት ይልጠፍ ኣሎ::
ኣብ ካልእ ቦታታት ድማ ቆጸራ ድምጺ ገና ይካየድ ኣሎ::
Your browser doesn’t support HTML5