ቃለ መጠይቕ ምስ ኢንጂነር ግደይ ዘርኣጽየን ደራሲ ‘ከትግል ትዝታዎቼ’(2ይ ክፋል)

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ካብ መስረቲ ሕወሓት ሓደ ኢንጂነር ግደይ ዘርኣጽየን፡ ብዛዕባ ናይ ቃልሲ ተሞክሮታቱ ትገልጽ መጽሓፍ ኣብ`ዚ ዝሓለፈ ሒደት ኣዋርሕ ዘርጊሑ`ሎ።

እታ ብኣምሓርኛ ዝተጻሕፈት “ካብ ናይ ቃልሲ ተዘክሮታተይ” ትብል መጽሓፉ፡ ብኸመይ ንሱን ብጾቱን ናብ በረኻ ደደቢት ከምዝኣተዉን፡ ኣብ መሪሕነት ሕወሓት ብዝተፈጥረ ናይ ኣተሓሳስባ ፍልልይ፡ ብኸመይ ካብ`ቲ ውድብ ከምዝተሰጎን፡ ድሕሪኡ ዝወሰዶ ናይ ቃልሲ ስልትታትን ካልእን ተዘንቱ።

ካልኣይ ክፋል ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቕ ምስ ኢንጂነር ግደይ ዘርኣጽየን ደራሲ ‘ከትግል ትዝታዎቼ’(2ይ ክፋል)