ዋሽንግተን —
ኣብ ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ዋሺንግቶን ሲያትል ከም ተሓጋጋዚ ኣለይቲ ሕሙማት ኮይኑ ዝሰርሕ ኤርትራዊ ዳዊት እዮብ፡ ብኮሮናቫይረስ ተታሒዙ ኣብ ምሕዋይ ከምዝርከብ ትማሊ ኣብ ዘመሓላለፍናዮ መደብ ሓቢርና ኔርና።
ምስ ዳዊት ዝተኻየደ ዕላል ካልኣይ ክፋል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ቃለ መጠይቕ ምስ ካብ ኮሮና ቫይረስ ዝሓወየ ኤርትራዊ ኣሜሪካዊ( 2ይ ክፋል)