ዋሽንግተን —
ከተማ ሲያትል ካብ መንጎ ቀዲመን ቫይረስ ኮሮና ዝተራእየለን ከተማታት ኣሜሪካ ሓንቲ'ያ። ኣብቲ ግቡእ ምድላው ዘይተገብረሉ እዋን ንሕሙማት ከድሕኑ ክጓየዩ ንባዕሎም ግዳያት ካብ ዝኾኑ ሓደ ኤርትራዊ ኣመሪካዊ ኣዘራሪብና ኣለና።
Your browser doesn’t support HTML5
ቃለ መጠይቕ ምስ ካብ ኮሮና ቫይረስ ዝሓወየ ኤርትራዊ ኣሜሪካዊ( 1ይ ክፋል)