ቃለ መጠይቕ ምስ ኣቶ ክፍለሃንስ ተወልደብርሃን(ጎርደን)
Your browser doesn’t support HTML5
ትማሊ ዓርቢ 14 ለካቲት 2020 መዓልቲ ፍቑራት`ዩ -ኣብ`ዚ ኣብ ኣሜሪካ ብሰፊሑ ይኽበር- ኣብ ዙርያ ዓለም`ውን ብፍጥነት እናተላብዐ ዝመጸ ልምዲ ኮይኑ`ሎ። ጋሻና ነዚ መዓልቲ ኢልና ኣይዓደምናዮን። ክልተ መጻሕፍቱ ግን ምስ`ዚ መዓልቲ ዝሳነያ ኮይነን ስለዝረኸብናየን ምስ ኣቶ ክፍለሃንስ ተወልደብርሃን(ጎርደን) ዝገበርናዮ ቃለ-መጠይቕ ኣብዛ መዓልቲ ፍቑራት ክንፍዎ ጽቡቕ ኣጋጣሚ ኮይኑልና።