ቃለ መጠይቕ ምስ ኣቶ ተስፋይ መንግስ (ደራሲ መጽሓፍ 'ህልኽ ሃብቶምን ተስፎምን')
Your browser doesn’t support HTML5
ፋርማሲስት ተስፋይ መንግስ፡ ኣብ ኤርትራ ኣብ ፋርማሲ ካቴድራለ ኣብ ዝሰርሓሉ ዝነበረ እዋን፡ ኣብ ሕብረሰተብን ስድራቤታትን ዘሎ ክብርታትን ኣፈታትሓ ሽግራትን ብቐረባ ንኽግንዘብ ዕድል ከምዝረኸበ ይገልጽ።ኣብ`ቲ ፋርማሲ ኣብ ዝሰርሓሉ ዝነበረ እዋን፡ ዓማዊል ማለት ተጠቀምቲ ፋርማሲ ዝግ ኣብ ዝብልሉ እዋን ክሕንጥጦ ዝጀመረ ጽሑፋት፡ ናብ`ዚ ናብ ኣሜሪካ ምስ መጸ፡ ከጻፍፎን ናብ መጻሕፍቲ ከብቅዖን ከም ዝኸኣለ`ውን የብርህ።