ቃለ-መጠይቕ ድምጺ ኣመሪካ ምስ ሓድነት ቀለታን በረኸት ተኽለን (2ይ ክፋል)

  • ተወልደ ወልደገብረኤል
ኣብዚ ኣብ ኣሜሪካ ንሸሞንተ መዓልታት ብርሕቐት(ማንዛ) ክካየድ ዝቐነየ ዓመታዊ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ፥ ዝሓለፈ ሰሙን ተዛዚሙ`ሎ።

እቲ ፈስቲቫል ኣብ ታሪኽ ኤርትራ፡ ኣብ ተሳትፎ ደቀንስትዮ፥ ከምኡ`ውን ኣብ መንእሰያትን ቆልዑትን ኣተኩሩ ከም ዝተኻየደ ዝገለጹ ወደብቲ`ቲ ፈስቲቫል፥ ኣመሪካውያንን ካልኦት ኣፍሪቃውያንን ክኢላታትን ጋዜጠኛታትን ዝተሳተፍሉ ንፖለቲካዊ ኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃን፥ ምሕዝነት ኤርትራን ኣመሪካን ዝጠመተ መድረኽ`ውን ተዳልዩ ከምዝነበረ ሓቢሮም ኣለዉ።

ምስ ሓላፊት ህዝባውን ኮማውን ጉዳያት ኢምባሲ ኤርትራ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ከምኡ ድማ ምስ ኣባል ሃገራዊ ሽማግለ ኤርትራውያን ኣመሪካውያን በረኸት ተኽለን ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ካልኣይ ክፋል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ-መጠይቕ ድምጺ ኣመሪካ ምስ ሓድነት ቀለታን በረኸት ተኽለን (2ይ ክፋል)