ቃለ ምልልስ፤ ውዕል ሰላም ፕሪቶርያ ኣብ ምንታይ ደረጃ ኣሎ?

  • ገብረ ገብረመድህን

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ ምልስስ፥ ውዕል ሰላም ፕሪቶርያ ኣብ ምንታይ ደረጃ ኣሎ?

ውዕል ሰላም ፕሪቶሪያ ኣብዚ ሕዚ ኣብ ምንታይ ብርኪ ኣሎ? እንታይ ተማሊኡ እንታይከ ተሪፉ? ዝብልን ኩነታት ፖለቲካ ክልል ትግራይ እንታይ ይመስል ኣሎ ዝብልን ትንታነ ክህቡና ሰለስተ ኣጋይሽ ዓዲምና ኣለና።

ዶክተር ገብረኺዳን ገብረስላሰ ካብ ጀርመን፡ ኣቦ መንበር ዓለምለኸ ማሕበር ምሁራት ትግራይን(GSTS) ፣ጋዜጠኛ ዳዊት ከበደ ወናኒ ኣውራምባ ታይምስን ካብ መቐለ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ብዙሕ ዝነጥፍ ባሻ ደስታ ብዝብል ሽም ዝፍለጥ ደስታ ገብረሃዋሪያትን እዮም።

እዚ ቃለ ምልልስ ኣቐዲሙ ዝተኻየደ ምዃኑ ክነዘኻኽር ንደሊ።