ቃለ ምልስስ፤ ውዕል ሰላም ፕሪቶርያ ኣብ ምንታይ ደረጃ ኣሎ?
Your browser doesn’t support HTML5
ውዕል ሰላም ፕሪቶሪያ ኣብዚ ሕዚ ኣብ ምንታይ ብርኪ ኣሎ? እንታይ ተማሊኡ እንታይከ ተሪፉ? ዝብልን ኩነታት ፖለቲካ ክልል ትግራይ እንታይ ይመስል ኣሎ ዝብልን ትንታነ ክህቡና ሰለስተ ኣጋይሽ ዓዲምና ኣለና።
ዶክተር ገብረኺዳን ገብረስላሰ ካብ ጀርመን: ኣቦ መንበር ዓለምለኸ ማሕበር ምሁራት ትግራይን(GSTS) ፣ ጋዜጠኛ ዳዊት ከበደ ወናኒ ኣውራምባ ታይምስን ካብ መቐለ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ብዙሕ ዝነጥፍ ባሻ ደስታ ብዝብል ሽም ዝፍለጥ ደስታ ገብረሃዋሪያትን እዮም።