ቃለ ምልልስ ኣብ ጉዳይ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝረአ ዘሎ ምዕባለታት

ኣቶ ዘርእስላሴ ረድኢ ሽከር

ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሓያሎ ምዕባለታት ይረኣየሉ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ንፖለቲካዊ ምዕባለ’ቲ ዞባ ኣመልኪትና ምስ ኣቶ ዘርእስላሴ ረድኢ ሽከር አዘራሪብናዮም ኣለና። ዘርእስላሴ ኣቐዲሙ ኣብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዝሰርሕ ዝነበረ ኮይኑ፡ ዳሕራይ’ውን ቆንስል ኮይኑ ኣብ ናይ ደገ ተልእኾ ዝነበረን ምሁር ፖለቲካዊ ስነ-ፍልጠትን ኣፈታትሓ ግጭታትን እዩ።

ነቲ ቃለ-ምልልስ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ ምልልስ ኣብ ጉዳይ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝረአ ዘሎ ምዕባለታት