ቃለ ምልልስ ምስ ድሕሪ ኣዋርሕ ምስ ስድረኣን ብስልኪ ዝተራኸባ ተወላዶ ትግራይ
Your browser doesn’t support HTML5
ስምምዕ ሰላም ስዒቡ ኣገልግሎት ስልኪ ብምኽፋቱ ድሕሪ ነዊሕ እዋን ምስ ኣባላት ስድርእን ዳግም ዝተራኸባ ኣባላት ዳያስፖራ ትግራይ ዝተኻየደ ቃል ምልልስ እዩ።
ንሳተን ሰላም ምፍጣሩ ሕጉሳት እየን።ተስፋ ኣለወን።ስግኣት እውን ኣለውን።ኣባላት ስድርአን ከመይ ኣለው?ዝብሉን ካልኦት ሓቲትናየን ኣለና።ገ