ቃለ መጠይቕ ኣብ ርድኢትን ምዕባለታትን ሕማም መንሽሮ

Your browser doesn’t support HTML5

4 ለካቲት ዓለምለኸ መዓልቲ ሕማም መንሽሮ (ካንሰር)’ዩ ነይሩ። ነዚ መዓልቲ ምክንያት ብምግባር ኣብቲ ሕማም ዘሎ ርድኢት፡ ዓይነታት ሕማም መንሽሮ፡ ከምኡ’ውን ኣብዚ ዓውዲ ዝካየድ ዘሎ ሕክምናዊ መርመራታት ንኸብርሁልና ኣብ ምርምር ሕማም መንሽሮ ኣመልኪቱ ዝግበር ስራሓት ብንጥፈት ዝዋስኡ ዶክተር ኣሮን ከፈላ ካብ ክፍለ-ግዝኣት ጆርጂያን ዶክተር ጻድቕ ሃብተጽዮን ካብ ሲያትል ዋሺንግተንን’ዮም።