ቃለ መጠይቕ ናትናኤል መብራህቶም ዕውት ራብዓይ መድረኽ ዙር ተስፋ ካሜሮን

Your browser doesn’t support HTML5

ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ናትናኤል መብራህቶም ኣብ ራብዓይ መድረኽ ዙር ተስፋ ካሜሩን ማለት ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ናትናኤል መብራህቶም ኣብ ራብዓይ መድረኽ ዙር ተስፋ ካሜሩን ማለት Tour de l'Espoir ድሕሪ ምዕዋቱ ኣብ ዝገበሮ ቃለ መጠይቕ: ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብዚ ውድድር ኣብ ዝተሳተፈትሉ መካኒካዊ ጸገም ከምዝነበራ ብምጥቃስ: ኣብዚ ግዜዚ ግን እቲ ጸገም ስለዝተወገደ ክዕወቱ ምኽኣሎም ገሊጹ።