ቃለ መጠይቕ ምስ ፕሮፌሰር ኣሮን ብርሃነ ኣብ ጉዳይ ዓለማዊ መዓልቲ ናጽነት ፕረስ

Your browser doesn’t support HTML5

ፕሮፌሰር ኣሮን ብርሃነ ካብ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ዝቖማ ናይ ብሕቲ ጋዜጣታት መስራትን ኣሰናዳእን ጋዜጣ ሰቲት ክኸውን እንከሎ፤ኣብዚ ግዜዚ ድማ ኣብ ጆርጅ ብራውን ኮሌጅ ቶሮንቶ ካናዳ ይሰርሕ።