ቃለ መጠይቕ ምስ ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ኣቶ ብርሃነ ገብርሂወት(2ይ ክፋል)

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ቃለ መጠይቕ ምስ ፈጻሚ ጉዳያት ኢምባሲ ኤርትራ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ኣቶ ብርሃነ ገብርሂወት

ኣብዚ ኣብ ኣሜሪካ፥ ብውሕዱ 50 ኤርትራውያን ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተታሕዙን ሓደ ከምዝሞተን፥ ነቲ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝካየድ ናይ ምክልኻል ጻዕሪ ንምድጋፍ ድማ ኣብ ኮሮና ጥራይ ዛጊድ $3.8 ሚልዮን ዶላር ከምዝተዋጽአን ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ኣቶ ብርሃነ ገብርሂወት ንድምጺ ኣሜሪካ ምሕባሩ ይፍለጥ።

ብዛዕባ ተሳትፎ ዝተፈለየ ፖለቲካዊ ኣተሓሳስባ ዘለዎም ኤርትራውያንን፥ እቲ ዝተዋጽአ ገንዘብ ኣብ ሃገር ኣብ ከመይ ዝበለ መዓላ ከምዝውዕል እኹል ሓበሬታ ዝውሃብ እንተኾይኑን ካልእ ሕቶታትን ዝምልከት ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ኣቶ ብርሃነ ገብርሂወትመልሲ ሂቡ'ሎ።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቕ ምስ ፈጻሚ ጉዳያት ኢምባሲ ኤርትራ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ኣቶ ብርሃነ ገብርሂወት

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።​

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቕ ምስ ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ኣቶ ብርሃነ ገብርሂወት(2ይ ክፋል)