ቃለ መጠይቕ ምስ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኣልኣዛር - ልኡኽ ሚ/ዜና ኤርትራ ንመበል 14 ቅድድም ብሽክለታ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ባህርዳር

Your browser doesn’t support HTML5

ካብ መጋቢት 14 ክሳብ 19 ኣብ ዝተኻየደ መበል 14 ቅድድም ብሽክለታ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ባርህዳር ልኡኽ ሚኒስትሪ ዜና ኤርትራ ኮይኑ ናብቲ ቦታ ዝተጓዕዘን ነቲ ውድድር ጸብጻብ ከቕርብ ዝቐነየ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኣል ኣዛር ብዛዕባ'ቲ ውድድር ከምዚ ይብል።