ቃለ መጠይቕ ምስ ጋዜጠኛ ሃና ጆይ ገብረስላሴ

Your browser doesn’t support HTML5

ጋዜጠኛ ኣብ ክፍለ ግዝኣት ኢሎኖይስ ዝርከብ መደበር ቴሌቭዥን ዝነበረት ኣብዚ ሕጂ እዋና ናይ ገዛእ ርእሳ ብኢንተርነት ዝመሓላለፍ መደበር ቴሌቭዥን ዝጀመረት ሃና ጆይ: "ዓወት ጉዕዞ እምበር መዓልቦ ኣይኮነን" ብምባል ተመክሮኣ ተኻፍል።