ቃለ መጠይቕ ምስ ጀግና መደበር ቴሌቭን ሲኤንኤን ኢትዮጵያዊት ፍረወይኒ መብራህቱ

Your browser doesn’t support HTML5

መደበር ቴሌቭዥን ሲኤንኤን ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ንዓለም ብዘበርከትዎ ፍሉይ ስርሓት ንዝተሓረዩ 10 ሰባት ሽልማት ይህብ። ብተወሳኺ ካብዞም 10 ሰባት ዝበዝሓ ድምጺ ንዝረኸበ ውልቀሰብ ናይቲ ዓመት ጀግና መደበር ቴሌቭዥን ሲኤንኤን ብምኳን ሽልማት ይረክብ።