ቃለ መጠይቕ ምስ ዶ/ር ዳውድ ሲራጅ ኣብ ጉዳይ ኣብ ክታበት ቫይረስ ኮሮና

ኮቪድ19 ኣብዚ እዋን እዚ ዘሎ ኩነታትን ክታበት ኮቪድ ክሳብ ክንደይ ዘተኣማምን፣ ኣብ ጎንፅታትን ምምዝባላትን ኣብ ዘለሉ'ኸ እንታይ ክግበር ይክኣል ኣብ ዝብል ንዶክተር ዳውድ ሲራጅ ካብ ዊስከንሰን አዘራሪብናዮም ኣለና ።

ዶክተር ዳውድ ሲራጅ ኣብ ዩኒቨርስቲ ማዲሰን ዊስከንሰን ፕሮፌሰር ኣብ ሓደ ካብቲ ኣብዚ እዋን እዚ ዝወሃብ ዘሎ ክታበት ኣስትራዘኒካ ዝተኻየደ መፅናዕቲ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ መፅናዕታት ዝተኻፈሉ እዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቕ ምስ ዶ/ር ዳውድ ሲራጅ ኣብ ጉዳይ ኣብ ክታበት ቫይረስ ኮሮና

ካልኣይ ክፋል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ::

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቕ ምስ ዶ/ር ዳውድ ሲራጅ ኣብ ጉዳይ ኣብ ክታበት ቫይረስ ኮሮና