ቃለ መጠይቕ ምስ ዶ/ር ኣስቴር ኣለምሰገድ ኣብ ሕማም ኵሊት

Your browser doesn’t support HTML5

“ሕማም ኵሊት” ዝብል ሓፈሻዊ ኣዘራርባ ንብዙሓት ናይ ተወርሶን ዝማዕበለን ዓይነታት ሕማም ዝጠቅስ’ዩ። ንጠንቅታቱ፡ ኣገባብ መከላኸሊታትን ካልእ ምስኡ ዝተኣሳሰር ጉዳያትን መብርሂ ክትህበና ንዶክተር ኣስቴር ኣለምሰገድ ንመደብ ጥዕና ኣዘራሪብናያ ኣለና።