ቃለ መጠይቕ ምስ ዶ/ር ኣረጋይ ግርማይ

  • ገብረ ገብረመድህን

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቕ ምስ ዶ/ር ኣረጋይ ግርማይ

ብመሰረት ውድብ ጥዕና ዓለም ብሰንኪ ኮቪድ19 ዘጋጥም መልከፍቲን ሞትን ኣብዚ ቀረባ እዋን እናቆልቆለ ከምዝርከብ ገሊፁ ኣሎ።

ብኻልእ ወገን ሕማም ፍንጣጣ ህበይ ( MonkeyPox ) ብውድብ ጥዕና ዓለም ለበዳ ተባሂሉ ኣሎ።ብዛዕባ እዚ መብርሂ ክህበና ንሓኪም ስድራ ዝኾነ ዶክተር ኣረጋይ ግርማይ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።