ዋሽንግተን —
ስርዓት ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ኸመይ'ዩ ዝሰርሕ?
እተን ግዝኣታት ዝውሃበን ናይ ውክልና ድምጺ'ኸ ምስቲ ህዝባዊ ወይ ውልቃዊ ድምጺ ብኸመይ ይሳነ?
ድምጺ ነፍሲ ወክፍ ሰብ ድዩ ወይስ ውክልና ግዝኣታት ኣብ ውጽኢት ወሳኒ ዝኸውን?
ፕረዚደንት ትራምፕን ምኽትል ፕረዚደንት ዝነበሩ ጆ ባይደንን ዝውክልዎ ክብርታት ወይ ኣተሓሳስባታት'ከ እንታይ'ዮም ? ዝብሉን ካልኦት ሕቶታትን ንምምላስ ምሁራዊ ኣፍልጥኡ ከካፍል ንዶ/ር በርሀ ሃብተጊዮርጊስ ዓዲምናዮ ኣለና ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።
Your browser doesn’t support HTML5
ቃለ መጠይቕ ምስ ዶ/ር በርሀ ሃብተጊዮርጊስ ኣብ ስርዓት ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ