ቃለ መጠይቕ ምስ ዶ/ር ረዘነ መድሓኒ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

ዶ/ር ረዘነ መድሓኒ፡ ኣብ 1976 ማለት ቅድሚ 46 ዓመታት ናብዚ ናብ ኣመሪካ ንትምህርቲ ዝመጸን፡ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ናብ ሃገሩ ተመሊሱ፡ ሓላፊ ተክኒክ ምምሕዳር ከተማ ኣስመራ ኮይኑ ዝሰርሐን'ዩ። ብሞይኡ ኢንጅነር ረዘነ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ምምሕዳር ከተማ ዋሺንግተን ዲሲ፡ ላዕላዋይ ኢንጅነር ምቁፅጻር ትግባረ ፕሮጀክትታት ትሕቲ ቕርጺ ኮይኑ ይሰርሕ ኣሎ።