ቃለ-መጠይቕ ምስ ዶ/ር መዝገበ በርሀ ኣብ ጉዳይ ዝንኪ ዘሎ ትዅረት ንለበዳ ቫይረስኮሮና

Your browser doesn’t support HTML5

ለበዳ ኮቪድ-19 ኣብ ብዙሓት ሃገራት ካብ ቀንዲ መዛረቢ ዛዕባ እናተኣለየ ይመጽእ ኣሎ። ንምዃኑ ብዛዕባኡ ምምሕያሽ ኣሎ ዲዩ ወይስ ምዝንጋዕ’ዩ? ንዶክተር መዝገበ በርሀ ክኢላ ውሽጣዊን ተመሓላለፍቲን ሕማማት ካብ ቴክሳስ ንመደብ ጥዕና ኣዘራሪብናዮ ኣለና።