ቃለ መጠይቕ ምስ ዶ/ር ሓጎስ ኣብርሃ ኣብ ብርሰትን ምብልሻውን ቕርስታት

  • ገብረ ገብረመድህን

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቕ ምስ ዶ/ር ሓጎስ ኣብርሃ ኣብ ብርሰትን ምብልሻውን ቕርስታት

ኣብ ኢትዮጵያ ድሕሪ ዝተወልዐ ኲናት፡ ኣብ ቅርስታትን ቅዱስ ቦታታትን ከቢድ ዕንወት ምውራዱ ብሰፊሑ ክዝረብ ጸኒሑ’ዩ። ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ልዕሊ ሃይማኖታዊ ቅርስታት ዝወረደ ብርሰትን ምብልሻውን መጽናዕቲ ዝገበረ ዶክተር ሓጎስ ኣብርሃ ኣባይ ካብ ጀርመን ኣዘራሪብናዮ ኣለና።