ቃለ መጠይቕ ምስ ዶ/ር ሃብቶም ሃይለስላሴ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ጨንፈር ምርምር ትካል ጆንሶንን ጆንሶንን ዝሰርሕ ዶ/ር ሃብቶም ሃይለስላሴ ሃብተ ተሓባባሪ ዳይረክተር ሓንቲ ጨንፈር መጽናዕቲ እቲ ትካል ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።