ቃለ መጠይቕ ምስ ደራሲ ተኸታታሊ ፊልም 'ማጨሎ' ደበሳይ ወልዱ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

‘ማጨሎ’ ብሉጻት ኤርትራውያን ተዋሳእቲ ዝሳተፉላ ዘለዉ ንልዕሊ ዓመት እትቕጽል ኣብ ተሌቪዥን ኤርትራ ትርአ ዘላ ተኸታታሊት ፊልም`ያ። ካብ ኣርእስታ ጀሚሩ ኣዘራራቢ ኮይኑ`ሎ። ንምዃኑ `ማጨሎ` እንታይ ማለት`ዩ። ማጨሎ ኣብ ዓውዲ ቀውዒ እኽልን ክርዳድን ንፍላይ ንጥቀመሉ ያታዊ መሳርሒ ምዃኑ ደራሲ ይገልጽ። ትርጉም ማጨሎ ምስ ዛዕባታት`ታ ፊልም ብኸመይ ይተኣሳሰር? ደበሳይ ወልዱ መልሲ ኣለዎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቕ ምስ ደራሲ ተኸታታሊ ፊልም `’ማጨሎ`’ ደበሳይ ወልዱ