ቃለ መጠይቕ ምስ ደራሲ መጽሓፍ "ታሪኽ ዩናይትድ ስቴትስ ኣብ ኤርትራ"

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

ምስ ደራሲ "ታሪኽ ዩናይትድ ስቴትስ ኣብ ኤርትራ"

ኣብ 80'ታት ናብዚ ናብ ኣመሪካ ዝመጸ ኣማንኤል ቢኢደማርያም :The History of the USA in Eritrea ትብል ናይ እንግሊዝኛ መጽሓፍ ጽሒፉ'ሎ። ካብ 1942 ድሕሪ 2ይ ኩናት ዓለም ክሳብ'ዚ ዘለናዮ ሓዲሽ ጂኦፖለቲካዊ ዳይናሚዝምን ሓዲሽ ዝምድናታትን ብሕጽር ዝበለ ኣስፊራ'ላ።

ምስ ደራሲ ኣቶ ኣማንኤል ቢኢደማርያምን ገምጋሙ ዝሃበ ኣቶ ኢብራሂም ዓብደኑርን ዝተገብረ ዕላል ቀዳማይ ክፋል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቕ ምስ ደራሲ መጽሓፍ "ታሪኽ ዩናይትድ ስቴትስ ኣብ ኤርትራ"