ቃለ መጠይቕ ምስ ደራሲ መጽሓፍ ሰላምን ኣፈታትሕኡን ፍጹም ኣምሃ

ደራሲ መጽሓፍ ሰላምን ኣፈታትሕኡን ፍጹም ኣምሃ

ንሰላምን ኣፈታትሕኡን ትገልጽ እዋናዊ ትሕዝቶ ዘለዋ መጽሓፍ ዝደረሰ መንእሰይ ፍጹም ኣምሃ፡ ኣብታ `እታ ‘ሚስጥር` ብእትብል ናይ ትርጉም መጽሓፍ ስነ ጽሑፍ ዝጀመረ ኾይኑ ፡ቐጺሉ ‘ጃኩሊን` እትብል ካልኣይቲ ናይ ትርጉም መጽሓድ ድሕሪ ምጽሓፉ፡ ‘ልቢ ህያብ’፡ ‘ሌካሌካ’፡ ‘ዊንታ’ን ‘ናጽነት መለይ’ን ዝብላ መጽሓፍቲ ብቋንቋ ትግርኛ ጽሒፉ`ዩ።

ኣብ ወርሒ መጋቢት ከኣ `ዘሰክረታሪ ጀነራል ኦፍ ዘ ዩናይትድ ነሽን ( ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት) እትብል ኣብ ምህንድሳና ሰላም ዘተኮረት ናይ እንግሊዝኛ መጽሓፉ ናብ ኣንበብቲ ዘርጊሑ’ሎ ።

ንሎሚ ብዛዕባ ኣብ ሰላምን ኣፈትትሑኡን ትገልጽ መጽሓፉን ብኣጋጣሚ ምስ`ዚ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተፈጥረ ሰላም ዘለዋ ምትእስሳርን ኣመልኪቱ ምስ ድምጺ ኣሜሪካ ዘካየዶ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቕ ምስ ደራሲ መጽሓፍ ሰላምን ኣፈታትሕኡን ፍጹም ኣምሃ