ቃለ መጠይቕ ምስ ወናኒት ካፈ ኣውሮራ ወ/ሮ ደሃብ በየነ

Your browser doesn’t support HTML5

ካፈ ኣውሮራ ኣብዚ ኣብ ኣመሪካ DMV ተባሂሉ ኣብ ዝፍለጥ ከባቢ ዋሽንግታን ዲሲ ኣብ ኣሌክሳንድርያ ዝርከብ ብኤርትራውያን ኣመሪካውያን ሰብ ሓዳር ወ/ሮ ደሃብ በየነን ኣቶ ዮሴፍ ተስፋይን ዝውነን'ዩ። ካፈ ኣውሮራ ዝተፈላለዩ ባህላዊ ምግብታት የቕርብ። ንጽልዋ ኮቪድ19 ኣብ ንጥፈታት ንግዲ ኣብያተ ምግብን ካልእን ንኽተካፍለና ንወ/ሮ ደሃብ ጋሻ መደብ ኤርትራውያን ኣሜሪካውያን ጌርና ዓዲምናያ'ለና።