ቃለ መጠይቕ ምስ ወሃቢ ቃል ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ኣቶ ግዛቸው ሙሉነህ

ወሃቢ ቃል ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ኣቶ ግዛቸው ሙሉነህ

ህወሓት ኲናት ኣብ ዝኸፈተሎም ከባቢታት ሬሳ ፅዒኑ ይወስድ ዝነበረ ጀምላዊ ጭፍጨፋ ተፈፂሙኒ ኢሉ ንማሕበረሰብ ዓለም ንምድንጋር ምዃኑ ኣቀዲምና ንፈልጥ ነይርና ኢና ክብል መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ ።

ፌደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ መጠንቀቅታ 1 ብዝብል ቅድሚ ክልተ ሰሙን ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ህወሓት ጅምላዊ ጨፍጫፍ ተፈፂሙ ንዝብል ወፍሪ ይዳሎ ኣሎ ክብል ገሊፁ ነይሩ ።

እዚ ከምዚ ኢሉ እናሃለወ "ፍሉይ ሓይሊ ክልልና ካብ ወልቃይት ዝወፅእ ሬሳና ተሳጊሩ እዩ " ክብሉ ወሃቢ ቃል መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣቶ ግዛቸው ሙሉነህ ምስ ሬድዮ ድምጺ ኣመሪካ ኣብ ዝገበርዎ ቃለ መሕተት ተዛሪቦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቕ ምስ ወሃቢ ቃል ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ኣቶ ግዛቸው ሙሉነህ