ቃለ መጠይቕ ምስ ካብ ፓርላማ ዝወጻ ኣባል ህወሓት ወ/ሮ ለምለም ሓድጉ

ህወሓት ኣብ ኢትዮጵያ ብደረጃ ፈደራል ሕጋዊ መንግስቲ የለን ክብል ኩሎም ኣብ ፓርላማን ኣብ ፌደራል መንግስቲ ኣብ ስልጣን ዝነበሩን ኣባላቱ ከምዝጸውዐ ኣፍሊጡ`ዩ።

ነቲ ናይ ህወሓት ጻውዒት ብምንጻግ ኣብቲ ፓርላማ ምስ ዝፀንሓ ካብ ኣዲስ ኣበባ ንህወሓት ዝወከላ ኣባል ፓርላማ ቃለ ምልልስ ምክያድና ይዝከር።ሎሚ ድማ ንፃውዒት ህወሓት ብምቕባል ካብቲ ፓርላማ ምስ ዝወፃ ወይዘሮ ለምለም ሓድጉ ዘካየድናዮ ቃለ ምልልስ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቕ ምስ ካብ ፓርላማ ዝወጻ ኣባል ህወሓት ወ/ሮ ለምለም ሓድጉ