ቃለ መጠይቕ ምስ ከንቲባ ከተማ ድሬዳዋ

ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ እቲ ሕብረተሰብ ዘለዎ ፀገማት ሰናይ ምሕደራ ብህፁፅ ንምፍታሕ ፍሉይ ውጥን ኣዳልዩ ናብ ስራሕ ክኣትው’ዩ ክብሉ ከንቲባ እታ ከተማ ኢብራሂም ዑስማን ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊፆም።

ኣብ ድሬዳዋ ንዝተፈጥረ ፀገም እቲ ኣመራሓ ናይ ባዕሉ ሓላፍነት ከምዘለዎ ኣሚኑ ነቲ ኩነታት ንምምሕያሽ ከምዝተሰማምዐ ገሊፆም፤ሎሚቅነ ኣብታ ከተማ ኣብ ዝነበረ ተቓውሞ ግደ ነይሩዎም ዝተባህሉ ኣባላት ፀጥታን ኣመራርሓን እውን ስጉምቲ ክውሰዶም እዩ ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቕ ምስ ከንቲባ ከተማ ድሬዳዋ