ቃለ መጠይቕ ምስ ኤርትራዊ ኦሎምፒካዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ መርሃዊ ቅዱስ

Your browser doesn’t support HTML5

መርሃዊ ቅዱስ ሓደ ካብቶም ኣብ ውድድራት ኦሎምፒክ ንሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ወኪሎም ዝወዳደሩ ዘሎ'ዩ:: (እዚ ቃለ መጠይቕ ቕድሚ'ቲ ዝተኻየደ ውድድር ዝተዳለወ'ዩ )