ኔቫዳ —
ኣብ ኣመሪካ ኣብ ዝተፈላለያ ግዝኣታት ሰፋሕቲ ሕርሻታት ጣፍ ብምዝራእ ዝፍለጥ ኤርትራዊ ኣመሪካዊ ኣቶ ተስፋ ድራር፡ ኣብ ግዝኣት ነቫዳ ጥራይ ልዕሊ 600 ሄክታር ጣፍ ብምዝራእ ከምዘፍሪ ምግላጽና ይዝከር።
ኣቶ ተስፋ ድራር፥ ብዛዕባ ጥዕናዊ ረብሓ ምብላዕ ጣፍ ክዛረብ ከሎ፡ ነቲ ብስርናይ ዝስራሕ መግቢ በቲ ካብ ግሉትን ናጻ ዝኾነ ጣፍ ብምትካእ ጥዕናና ንሓሉ ይብል። "ቅጫ ስርናይ እንተበሊዕካ ደቅስ እዩ ዝመጻካ፡ ቅጫ ጣፍ እንተበሊዕካ ግን ፥ጉየ፥ ስራሕ ፥ ተንቀሳቐስእዩ ዝመጻካ" ይብል።
ምሉእ ትሕዝቶ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::
Your browser doesn’t support HTML5
ቃለ መጠይቕ ምስ ኤርትራዊ ኣመሪካዊ ሓረስታይ ጣፍ(መወዳእታ ክፋል)