ቃለ መጠይቕ ምስ ኤርትራዊ ኣመሪካዊ ሓረስታይ ጣፍ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ኣመሪካ ኣብ ዝተፈላለያ ግዝኣታት ሰፋሕቲ ሕርሻታት ጣፍ ብምዝራእ ዝፍለጥ ኤርትራዊ ኣመሪካዊ ኣቶ ተስፋ ድራር፡ ኣብ ግዝኣት ነቫዳ ጥራይ ልዕሊ 600 ሄክታር ጣፍ ብምዝራእ ከምዘፍሪ ምግላጽና ይዝከር።
Your browser doesn’t support HTML5