ዋሽንግተን —
ብወገን ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ምቍራጽ ተጻብኦታት ምግባሩ ዝተጠቕሰ ኰይኑ፡ ኣመትን ትጽቢትን እቲ ምቍራጽ ተጻብኦታት ዝምልከት ንኣባል ቤት ጽሕፈት ዝምድናታት ትግራይ ዲፕሎማት ዮሃንስ ኣብርሃ ካብ ካናዳ ኣዘራሪብናዮ ኣሎና።
Your browser doesn’t support HTML5
ቃለ መጠይቕ ምስ ኣቶ ዮሃንስ ኣብራሃ ኣብ ምቑራጽ ተጻብኦታት ፈደራል መንግስቲን ክልል ትግራይን