ቃለ መጠይቕ ምስ ኣቶ በርሀ ሓጎስ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ካብ መንጎ ቀዳሞት ተጋደልቲ ህወሓት ዝነበረ ኣቶ በርሀ ሓጎስ፡ ኣብ`ዚ ቐረባ እዋን ኣብ ከተማ መቐለ ዘመረቓ `ካብ 'ጥማዕ ታሪኽ' ትብል መጽሓፉ፡ ኣብ ምዝርግሓ፡ ብዙሕ ግዳማዊ ጸቕጢ ከምዝግበረላ ይገልጽ።

እቲ ጸቕጢ ብውሽጣ ውሽጢ`ምበር ብውድብ ወይ ብኽልል ደረጃ ከምዘይኮነ ዝገልጽ ኣቶ በርሀ ሓጎስ፡ ኣብ`ታ መጽሓፉ`ውን ብጸቕጢ ገለ ሽሞም ክጠቕሶም ዘይደለየ መራሕቲ ሕወሓት-ነበር፡ ንኹሉ ዝፈልጦ ታሪኽ ኣብታ መጽሓፍ ከካትት ከምዘይክኣለ`ውን ይገልጽ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቕ ምስ ኣቶ በርሀ ሓጎስ