ቃለ መጠይቕ ምስ ኣተሓባባሪት ጉዳያት ኣፍሪቃ ኣብ ኮሚተ ንድሕነት ጋዜጠኛታት ኣንጀላ ኵይነትል
Your browser doesn’t support HTML5
ሎሚ ተዘኪሩ ዝወዓለ መዓልቲ ናጻ ፕረስ ምኽንያት ብምግባር፡ ንኣተሓባባሪት ጉዳያት ኣፍሪቃ ኣብ ኮሚተ ንድሕነት ጋዜጠኛታት (CPJ) ዝዀነ ኣንጀላ ኵይነትል፡ ክፍሊ ኣምሓርኛ ኣዘራሪብዋ'ሎ።
ትርጉም ካብቲ ቃለ-ምልልስ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5