ቃለ መጠይቕ ምስ ኣሰናዳእን መስራትን ጋዜጣ ሰቲት ኣሮን ብርሃነ

ኣሰናዳእን መስራትን ጋዜጣ ሰቲት ኣሮን ብርሃነ

ጽባሕ ግንቦት 3,2019 ዓለምለኸ መዓልቲ ናጽነት ፕረስ’ዩ። ነዛ መዓልቲ ምክንያት ብምግባር ንመስራትን ኣሰናዳእን ናይ ውልቂ ጋዜጣ ሰቲት ነበር ኣብዚ እዋን’ዚ ብስደት ኣብ ካናዳ ዝነብር ዘሎ ኣሮን ብርሃነ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።

ኣሮን ብርሃን ኣብዚ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ዝዝከር መዓልቲ ናጽነት ፕረስ ነቶም ተአሲሮም ዘለው ብጾተይ ክሓስብ ትሕግዘኒ ዓባይ መዓልቲ እያ ይብል።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቕ ምስ ኣሰናዳእን መስራትን ጋዜጣ ሰቲት ኣሮን ብርሃነ

ካልኣይ ክፋል ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቕ ምስ ኣሰናዳእን መስራትን ጋዜጣ ሰቲት ኣሮን ብርሃነ