ቃለ መጠይቕ ምስ ኣምባሳደር ፍሰሃ ኣስገዶም ኣብ ህልው ኩነታት ክልል ትግራይ

ሓላፊ ስታፍ ሰራዊት ኢትዮጵያ ሰራዊት ኢትዮጵያ ጀነራል ብርሃኑ ጁላ ትማሊ ንድምጺኣሜሪካ ኣብ ዝሃቡዎ ቃለ ምልልስ ህወሓት ዳግም ከምዘይትስእ ኮይኑ ተንኮታዅቱ እዩ ኢሎም ኣለው።

እቶም ጀነራል ነዚ ዝበሉ ኣብ ክልልትግራይ ሎሚ እውን ውግእ ይቕፅል ኣሎ ንዝብሉ ሓበሬታታት ኣብ ዝነፀግሉ እዋን እዩ።

ጀነራል ብርሃኑ ብተወሳኺ ረድኤት ናብ ህዝቢ ትግራይ ይበፅሕ ኣሎ እውን ኢሎም እዮም።

ነዚ ካብ ወገን ህወሓት ርእይቶ ንምርካብን ኣምባሳደር ፍስሃ ኣስገዶም ካብ ኒውዮርክ ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቕ ምስ ኣምባሳደር ፍሰሃ ኣስገዶም ኣብ ህልው ኩነታት ክልል ትግራይ