ምስ ኣማኻሪት ኣብ ፕሮጀክት መንእሰያት ዳዕሮ ብሪጣንያ ኢብቲሳም ኣደም

Your browser doesn’t support HTML5

ፕሮጀክት መንእሰያት ዳዕሮ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ 2018 ብብዝሒ ናብታ ሃገር ዝኣተዉ ስደተኛታት መንእሰያትን ኣላይ ዘይብሎም ህጻናትን ዝረኣ ዝነበረ ርእሰ ቅትለት ንምንካይ ንሓደስቲ መጻእቲ ናብራኦም ዝመርሕሉን ምስቲ ሕብረተሰብ ዝጽንበርሉ ሓገዝን ምኽሪን ንምሃብ ብምዕላም ዝተመስረተ ወለንታዊ ትካል'ዩ። ብዛዕባ ዕላማን ንጥፈታትን እቲ ፕሮጀክት ዝምልከት ንኣባል'ቲ ፕሮጀክት ኣማኻሪት ኢብቲሳም ኣደም ኣዘራሪብናያ ኣለና።