ቃለ መጠይቕ ምስ ኣባል ኣመራርሓ ማሕበር 'ድሕንነትን ፍትሕን ንተጋሩ' ዶ/ር ሙሉጌታ ገ/ሄር

  • በትረ ስልጣን

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቕ ምስ ኣባል ኣመራርሓን ማሕበር 'ድሕንነትን ፍትሕን ንተጋሩ' ዶ/ር ሙሉጌታ ገ/ሄር

ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ቀጺሉ ዘሎ ምሉእ ዕጽዋ ኩነታት ኣብ ከቢድ ቅልውላው ጥምየትን ጥዕናን ከምዝበጽሐ'ድሕንነትን ፍትሕን ንተጋሩ' ዝተባሃለ ዓለምለኸ ማሕበር ገሊጹ።

ብመሰረት'ዚ፣ ምቁራጽ ተጻብኦ ክትግበር፣ሰብኣዊ ሓገዛት ብዘይዓንቀፍቀፍ ናብ ትግራይ ንክኣቱን'ውን ጸዊዑ።

ንኣባልን ኣመራርሓን እቲ ማሕበር ዝኾነ ዶ/ር ሙሉጌታ ገ/ሄር ኣዘራሪብዮ ኣለና።