ቃለ መጠይቕ ምስ አባልን ኣመራርሓን ማሕበር 'ድሕንነትን ፍትሕን ንተጋሩ' ዶ/ር ሙሉጌታ ገ/ሄር

  • በትረ ስልጣን

Your browser doesn’t support HTML5

ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ቀጺሉ ዘሎ ምሉእ ዕጽዋ ኩነታት ኣብ ከቢድ ቅልውላው ጥምየትን ጥዕናን ከምዝበጽሐ'ድሕንነትን ፍትሕን ንተጋሩ' ዝተባሃለ ዓለምለኸ ማሕበር ገሊጹ። ብመሰረት'ዚ፣ ምቁራጽ ተጻብኦ ክትግበር፣ሰብኣዊ ሓገዛት ብዘይዓንቀፍቀፍ ናብ ትግራይ ንክኣቱን'ውን ጸዊዑ። ንኣባልን ኣመራርሓን እቲ ማሕበር ዝኾነ ዶ/ር ሙሉጌታ ገ/ሄር ኣዘራሪብዮ ኣለና።