ቃለ መጠይቕ ምስ አባል ኣመራርሓ ብሓደራ ዘመሓድር ዘሎ ቦርድ ትእምት ኣቶ ሙሉኣለም ብርሃነ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ትካላት ትእምት ዘጋጠመ ዕንወት ብናይ ውሽጢ ዓቅምና ብዝገበርናዮ መፅናዕቲ 11-ቢልዮን ቅርሺ ዝግመት ክሳራ እንተጋጥም ሕዚ ንተካኣዮ እንተኢልና ግን ካብ 50-60- ቢልዮን ቅርሺ’ዩ ዘድልዮ ክብሉ ኣባል ኣመራርሓ ብሓደራ ዘመሓድሮ ዘሎ ቦርድ ትእምት ኣቶ ሙሉኣለም ብርሃነ ገሊፆም።