ቃለ መጠይቕ ምስ አባላት ማሕበር ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ሰሜን ኣመሪካ

ማሕበር ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ሰሜን ኣመሪካ

ቅድድም ብሽክለታ ኣብ ኤርትራ ሰፊሕ ሰረት ዘለዎ ስፖርት’ዩ። ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ነበር ኣብ ስደት’ውን ነዚ መንፈስ’ዚ ክመልሱ’ዮም ዝጽዕሩ ዘለዉ።

ማሕበር ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ሰሜን ኣመሪካ

ማሕበር ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ሰሜን ኣመሪካ፡ ምዝጉብ ዘይመኽሰባዊ ማሕበር ኮይኑ ኣብ መፋርቕ ናይዚ ወርሒ’ዚ ሳልሳይ ውድድሩ ሰሪዑ ነይሩ። እዚ ብፍሉጣት ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ኤርትራ ነበር፡ ኦሎምፒካዊ ተቐዳዳማይ ዳኒኤል ፍስሃየ፡ ስብሓት ኣስመሮምን ሲራኽ ተኽለን ዝተበገሰ ማሕበር፡ ንኣመስራርታኡ፡ ዕላማታቱን ዝሰርዖ ውድድርን ኣመልኪቱ ንሲራክ ተኽለን ሓደ ካብቶም ኣካየድቲ እቲ ውድድር ነቢይ ኣርኣያን ኣዘራሪቡ ኣሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቕ ምስ አባላት ማሕበር ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ሰሜን ኣመሪካ