ቃለ መጠይቕ ምስ አባላት መንግስቲ ኣብ ስደት ንምትካል ዝዓለመ ሃገራዊ ሓይሊ ዕማም ኤርትራውያን

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ኣቶ ሳሊሕ ዮኑስ ን ኣቶ ሳሙኤል ኣምሃ

መንግስቲ ኣብ ስደት ንምትካል ዝዓለመ ሃገራዊ ሓይሊ ዕማም ኤርትራውያን፥ ዝሓለፈ ቀዳም ጋዜጣዊ መግለጺ ሂቡ ኔሩ።

እቲ ብሸውዓተ ኤርትራውያን ዝቖመ ሓይሊ ዕማም "ቀንዲ ተልእኮኡ ኣብ ጽንሰ-ሓሳብ ኣቐሚጥዎ ዘሎ መስርሕ ምምስራት መንግስቲ ኣብ ወጻኢ፥ ባዕለ ተበግሶ ብምውሳድ ኣብ መፈጸምትኡ ንምብጻሕ'ዩ" ይብሉ ኣባላታ።

ንኣቶ ሳሊሕ ዮኑስ ካብዚ ካብ ኣመሪካ: ኣቶ ሳሙኤል ኣምሃ ድማ ካብ ካናዳ ኣዘራሪብናዮም ኣለና ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቕ ምስ አባላት መንግስቲ ኣብ ስደት ንምትካል ዝዓለመ ሃገራዊ ሓይሊ ዕማም ኤርትራውያን