ቃለ መጠይቕ ምስ ተዓዋቲት ሽልማት ተብዓት ደቂ ኣንስትዮ መኣዛ መሓመድ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ብሚንስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣመሪካ ዝዳሎ “ዓለምለኸ ሽልማት ተበዓት ደቂ ኣንስትዩ” ሎም ዘበን እውን ኣብ ዝሓለፈ ረቡዕ 8 መጋቢት 2023 ምስ ቀዳመይቲ እመቤት ኣመሪካ ጂል ባይደን ብምትሕብባር ኣብ ዋይት ሃውስ ተኻይዱ። ካብ ናይ ሎሚ ዓመት 11 ተሸለምቲ ኢትዮጵያዊት ማእዛ መሓመድ ትርከበን።