ቃለ መጠይቕ ምስ ተዓዋቲት ሽልማት ተብዓት ደቂ ኣንስትዮ መኣዛ መሓመድ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቕ ምስ ተዓዋቲት ሽልማት ተብዓት ደቂ ኣንስትዮ መኣዛ መሓመድ

ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ብሚንስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣመሪካ ዝዳሎ “ዓለምለኸ ሽልማት ተበዓት ደቂ ኣንስትዩ” ሎም ዘበን እውን ኣብ ዝሓለፈ ረቡዕ 8 መጋቢት 2023 ምስ ቀዳመይቲ እመቤት ኣመሪካ ጂል ባይደን ብምትሕብባር ኣብ ዋይት ሃውስ ተኻይዱ።

ካብ ናይ ሎሚ ዓመት 11 ተሸለምቲ ኢትዮጵያዊት ማእዛ መሓመድ ትርከበን።

ኣብቲ ኣጋጣሚ ብምርካብ ንተሸላሚት መኣዛ መሓመድ ኣዘራሪብናያ ኣለና።